habeshawit - radov leo lyrics
music *
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ *
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ *
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ *
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ *
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ *
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ *
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ *
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ *
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) *
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) *
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) *
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) *
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም *
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም *
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ *
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ *
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) *
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) *
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) *
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) *
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … *
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ * ክቐስን ልበይ ….
music *
ከመይሉ ይኸውን * ካልእ ክወስደኪ *
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ *
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ *
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ *
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ *
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ *
music *
music *
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ *
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ *
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ *
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ *
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ *
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ *
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ *
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ *
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) *
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) *
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) *
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) *
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም *
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም *
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ *
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ *
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) *
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) *
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) *
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) *
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … *
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ * ክቐስን ልበይ ….
music *
ከመይሉ ይኸውን * ካልእ ክወስደኪ *
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ *
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ *
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ *
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ *
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ *
music *
Random Song Lyrics :
- face the storm - cami-cat lyrics
- unicorn-ió - cameron carson lyrics
- stick till it’s through - manmanracks lyrics
- mudd - $werve (swervephonk) lyrics
- sunny day (live) - zug izland lyrics
- broke my habits - powfu lyrics
- balakov! - skjaboo lyrics
- afterparty 812 - famous killa lyrics
- murda - king t3z lyrics
- le mie poesie - erick panini lyrics