lirik lagu meley – abraham afewerki
መለይ ከይደ የ ከይደ
ናበይ ኣይትሕተትኒ
ናይ ሂወት መርከብ
ሒዛትኒ ነቒላ
እንተወረድኩ ባሕሪዩ
ዊሽጣ ክቕይር ክፍትን
ክመሳሰል
ክግፍሕ ጽላላ
ክናድይኪ የ መለይ ዕምብባ
ሩባ ስጊረ ኣብ ኩርባ
ክረኽበኪ እፎይ ክብል መርሓባ
ኣብዚ ዝስተንትን ናብራ
ፍቕርኺ ዩ ደገፈይ
ወይ ዘይርሳዕ ሰምብራት
ገዲፍኪ ኣብ ሂወተይ
ኣብ ሞንጎ ሰብ ከለኹ
ኣይኮንኩን ከም ቀደም
ንሰኺ ዘይብሉ መለይ
ጽምዋ ያ ዓለም
ንገርኒ መለይ ዘለኽሉ
ቲ ፍቕሪ ዝሰፍረሉ
ዝረኽበኪ መርሓባ ዝብለሉ
ክቕጽል የ
ወሳንነት ግዜና ኣስትብሂለ
ዝሓሸ መልክዕ ናይ ናብራ ኣሎ ኢለ
ግድን ዓቲረ
ናይ ፍቕርኺ ኣርዑት ትሰኪመ
ማዕረኺ ሰጉመ
ክወጾ ክፍትን’የ
መለይ መለይ
መለይ ኢለ
ክንደይ ኮሊለ
ክናድየኪ ክንደይ ፈቲነ
ኣይቀበጽኩን
ገና ድማ ኣሎየ
ሓደራኺ መለይ ኣይትጥለሚ
ኣይትቅበጺ ፍጹም ኣይትድከሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
ክቕጽል የ
ወሳንነት ግዜና ኣስተብሂለ
ዝሕሸ መልክዕ ናይ ናብራ ሎ ኢለ
ግድ ዓቲረ
ናይ ፍቕርኺ
ኣርዑት ትሰኪመ
ማዕረኺ ሶጊመ
ክወጾ ክፍትን የ
መለይ ከይደ የ ከይደ
ናበይ ኣይትሕተትኒ
ናይ ሂወት መርከብ
ሒዛትኒ ነቒላ
እንተወርድኩ ባሕሪ’ዩ
ወሽጣ ክቕይር ክፍትን
ክመሳሰል
ክግፍሕ ጽላላ
ክናደየኪ የ መለይ ዕምበባ
ሩባ ሰጊረ ኣብ ኩርባ
ክረኽበኪ እፎይ ክብል መርሓባ
መለይ መለይ
መለይ ኢለ
ክንደይ ኮሊለ
ክናደየኪ ክንደይ ፈቲነ
ኣይቀበጽኩን ገና ድማ ኣሎየ
መለይ መለይ
ሓደራ ኣይተጥለሚ
ኣይትቅበጺ ፍጹም ኣይተድክሚ
መታን ጽባሕ
ክሓይሸ ካብ ሎሚ
ክቕጽል የ
ወሳንነት ግዜና ኣስተብሂለ
ዝሕሸ መልክዕ ናይ ናብራ ሎ ኢለ
ግድ ዓቲረ
ናይ ፍቕርኺ
ኣርዑት ትሰኪመ
ማዕረኺ ሶጊመ
ክወጾ ክፍትን የ
መለይ መለይ
መለይ ኢለ ክንደይ ኮሊለ
ክናደየኪ ክንደይ ፈቲነ
ኣይቀብጽኩን ገና ድማ ኣሎየ
ሓደራኺ መለይ ኣይተጥለሚ
ኣይትቅበጺ ፍጹም ኣይተድከሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
መለይ መለይ
ሓደራ ኣይተጥለሚ
ኣይትቅበጺ ፍጹም ኣይትድከሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
መለይ መለይ
ሓደራ ኣይተጥለሚ
ኣይትቅበጺ ፍጹም ኣይትድከሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
lirik lagu lainnya :
- kumpulan lirik lagu elcamino › lirik lagu walahh – elcamino
- kumpulan lirik lagu ouija macc › lirik lagu well wicced – ouija macc
- kumpulan lirik lagu von nor › lirik lagu ly – von (nor)
- kumpulan lirik lagu cool uncle › lirik lagu destiny – cool uncle
- kumpulan lirik lagu rich mavoko › lirik lagu kolo – rich mavoko
- kumpulan lirik lagu yxng le › lirik lagu innocent – yxng le
- kumpulan lirik lagu aviv geffen אביב גפן › lirik lagu layla – לילה – aviv geffen – אביב גפן
- kumpulan lirik lagu chris peters › lirik lagu drunk on a memory – chris peters
- kumpulan lirik lagu raindear › lirik lagu all the miles – raindear
- kumpulan lirik lagu pendragon celtic › lirik lagu elevator – pendragon (celtic)