lirikcinta.com
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

lirik lagu rora – ephrem amare

Loading...

ሮራ ሮራ ጓል’ያ ዘመደ
ናተይ ብምዃንክስ ሓራም ሰዊደ
ኣንቲ ኣርሓ ሰማይ ሮራ ጽግድም
ወስታ ፍቕሪኽስ ዘየዳግም
እወ ፍቕሪኺ ዘየዳግም
ሕልፍ ኩለን ሮራ ወሓለ
ልበይ መሊኡ ብሓጎስ ዘሊለ
ልበይ መሊኡ ሕጉስጉስ ኢለ
እስኪ በሊ ሓዚ ሓዝዮ ሓዝዮ ሮራ ሓዚ ትክበሮ
ናፊቕ’ወ ናፊቑ ኣእዛነይ ሮራ ህርመትኪ ድሮ
እሕምባዛ በሊ ሃየ ሮራየ ሮራ ሃየ ዓንድርሉ
ጓል’ቶም ዓበይቲ ንስኺወ ሮራ ጓል’ተን ወሓላሉ
ሮራየ ሮራ ወዛም ኢኺ ኩሉ ዘምሕረላ
ሮራየ ሮራ እዛ ነብሰይ ናትኪ ትኹን ኩላ
ሮራ ሮራ ጓል’ያ ዘመደ
ናተይ ብምዃንክስ ሓራም ሰዊደ
እዋይ ክትፍተሊ ኣቤት ክትክእልሉ
ሓቆም’ዮም ሰባት ዋላ ኣብ ጭቃ ክብሉ
ንጠናነግ በሊ ንኹን ቁኒን መፍተል
ኣብ ጭቃ ገዲፍናስ ዋላ ኣብ እሾኽ ንዝለል
ሮራየ ሮራ ንዒ ሮራ
ኣንገሰተየ ኣንቲ ዋሓለ
እንታይ ክብለኪ ኣነሞ ክጽለል ኢለ
ሮራ ንገሲ ንገሲ ክኾነልክየ ጊላ
ሮራ ኣባይኪ ክጽፍጽፍ መመዚዘ ሻምላ

lirik lagu lainnya :

YANG LAGI NGE-TRENDS...

Loading...