lirikcinta.com
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

lirik lagu qah – timnit welday

Loading...

ትብዕ በል ትብዕ በል
ሕቶ ኣይትገማድል
ከም ወዲ ትብዕ በል

ታይ ኮንካ ትፈርሕ
ቃሕ ቃሕ እየለካ
ኣይተመኽንይ ወቓሕ
ከም ወዲ ትብዕ
በል በሃሊት እንዲኻ

ተዛረብ ተዛረብ
ደርጉሓዮ እምበር
ክሕብ እዩ ዝቅበል
ኣመል እዩ ፍቕሪ
ላንጋ ላንጋ ኣይትኹን
ኣይተባዕ ኣይፈራሕ
ፍቕሪ ከይትኸስሮ
ከይረፍደካ ፅባሕ

ወስን እንዶ ወስን
ቃሕ ወቓህ ከምቶም ዝውስኑ
ቃሕ ወቓህ ቓህ ወቓህ እንዶ
ቃሕወቓህ ጠፊዕካ ኾይኑ
ቃሕ ወቓህ

እስካወ ፍፁም
ቃሕ ወቓህ የለኻን ኣብ ዝኽረይ
ቃሕ ወቓህ ብናእድራር ሓቂ
ቃሕ ወቓህ ኣቲካ ናብ ልበይ

ምስሊ ዕዳጋርኩም
ሰብ ንሰብ ይመስሎ
ኣብ ቃሕ እዩ ቃሕ
ኣይትበል ዕንክሊል
ፍቕሪ እኮ ንቡር እዩ

ኣብ ምንታይ ጓንፎ
ደሊኻ አይትጅምር
ደሊኻ ኣይትገድፎ
ካብታ ንቀራረብ
ካብ ንጀምር ሌላ
ክትብላ ትደሊ
ሓንቲ ነገር ኣላ

ተዛረብ ንስኻ
ደርጎሓየ እምበሪ
ሰኽፍ ኣይበልካ
ርእሲ ኣለዎ ፍቕሪ

ዝተባዕ ኣይሞተ
ዝፈራሕ ኣይሞት
ድሕር ድሕር ክብል
ላንጋ ላንጋሞተ
ቃሕ ቃሕ እየለካ ኣይተም
ኽንይ ወቓህ
ካብቃሕ
ወቃሕ ምረፅ ኣይጥመትን

ወይ ቀሪብኻ ቅረብ ልበይ ከይቆረፀ
ወይ ርሒቅካ ፀሓቅ ኣቡኡ ዘፍለጠ
ድንግርግር ኣይትበል ርገፅ ደኣ ኣብሓንቲ
ሓዱሽ ነገር የለን ካብ ፀሓይ ንታሕቲ

ቃሕ ኣንታ ቃሕ ቃሕ
ደስ ይሓይሽ ወቓሕ
በልበል ሓዲኡ በል
ፍቅሪ ሂብካ ተቐበል

ዝተባዕ ኣይሞተ
ዝፈራሕ ኣይሞት
ድሕር ድሕር ክብል
ላንጋ ላንጋሞተ
ቃሕ ቃሕ እየለካ ኣይተም
ኽንይ ወቓህ
ካብቃሕ
ወቃሕ ምረፅ ኣይጥመትን

ወይ ቀሪብኻ ቅረብ ልበይ ከይቆረፀ
ወይ ርሒቅካ ፀሓቅ ኣቡኡ ዘፍለጠ
ድንግርግር ኣይትበል ርገፅ ደኣ ኣብሓንቲ
ሓዱሽ ነገር የለን ካብ ፀሓይ ንታሕቲ

ቃሕ ኣንታ ቃሕ ቃሕ
ደስ ይሓይሽ ወቓሕ
በልበል ሓዲኡ በል
ፍቅሪ ሂብካ ተቐበል

lirik lagu lainnya :

YANG LAGI NGE-TRENDS...

Loading...